Kishore Kumar Hits

Amanuel Weldegabir - Asmera Elki lyrics

Artist: Amanuel Weldegabir

album: Asmera Elki


ኣስመራ ኢልኪ ናፊቕኪ ሰሚዐ
ተራእዩኒ 'ቲ ልበይ ተበልዐ
ምፍልላይ ከመይ ክጻወሮ
ናፊቐኪ ተኻኢለ ድሮ
ኣፋንየኪ እዝጊሄር ኣሚነ
ዓዲ ጓና ልበይ ከይቀሰነ
ተጣዒስኪ ንዒ ተመለሲ
ንሕማምኪ እንተኾኖ ፈውሲ
ሓቲትክኒ ብዛዕባ ሃለዋተይ
ክንደይ'ኳ ጥዑም ኣብ ህይወተይ
ኣብታ ዘፍቅራ ኣስመራ ኣብ ሕቑፋ
ይጽበ 'ለኹ ክትመጺ ብተስፋ
ፍንጃል የዒንትኺ ንብዓት ክሕልቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ድሃይ ምስ ገበረት ተሌፎን ኣልዒለ
ፍቕረይ ኢልኪ ነቢዕኪ ኣይቀጸልክን ከብደይ ዘይከኣለ
ፍቕረይ ኢልኪ ነቢዕኪ ኣይቀጸልክን ከብደይ ዘይከኣለ
ኣስመራ ኢልኪ ናፊቕኪ ሰሚዐ
ተራእዩኒ 'ቲ ልበይ ተበልዐ
ምፍልላይ ከመይ ክጻወሮ
ናፊቐኪ ተኻኢለ ድሮ
ኣብ መኣዲ ሟሚቕኪ ምስ ስድራ
ሸዊት ባህጊ ምስ ጸጋ ናስመራ
ንድሕሪት ገዲፍኪ ናይ ልቢ ኣፍቃሪ
ጠበሽ በሊ ዓድኻ'ዩ ኽብሪ
እቲ ሕልመይ ንመርዓ ንሓዳር
ክትሕንቅቕለይ ክሟሙቕ ክኸብር
ኣደ ገዛ ክትኮንኒ ኹሉ
ሕራየይ እንዲኺ ንልበይ ሓላሉ
ድሃይ ምስ ገበረት ተሌፎን ኣልዒለ
ስመይ ጸዊዕኪ ነቢዕኪ ኣይቀጸልክን ከብደይ ዘይከኣለ
ፍቕረይ ኢልኪ ነቢዕኪ ኣይቀጸልክን ከብደይ ዘይከኣለ
ፍንጃል የዒንትኺ ንብዓት ክሕልቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ
ፍሽኽታ'ዩ ዘምሕረልኪ ፍቕረይ ግበሪ'ባ ሓቦ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists