Kishore Kumar Hits

Amanuel Weldegabir - Shikor lyrics

Artist: Amanuel Weldegabir

album: Asmera Elki


ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
እዝነይ ንዕኡ'ዩ ዝናፍቕ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ሕሹኽ በልኒ'ባ ሕሹኽ
ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
እዝነይ ንዕኡ'ዩ ዝናፍቕ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ሕሹኽ በልኒ'ባ ሕሹኽ
ሽኮር
ሽኮር ሽኮር
ሽኮር ኣርክቢ
ውልዶ ተኽሊ ገነት ሓላዪት ዓንጋሊት
ኣብ እግሪ ሳግላ ኣለኹ ኣብ ማይ ህይወት
ሽኮር
ሽኮር ሽኮር
ሽኮር ኣርክቢ
ሓሊፈ ኣብ ማእከሉ ኣብ ግመ ጽላሉ
ብጣዕሚ ዜማ ኣዕዋፍ ልበይ ተዓንጊሉ
ንዒ ንዒ ጥቓይ ቅረቢ
ንዒ ንዒ ጥቓይ ቅረቢ
ቦታኺ ዝፋንኪ ፍሉጥ ከም ሹም ንህቢ
ሸያኻ ኣብ ጠሉ ርወዪ ዕገቢ
ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
እዝነይ ንዕኡ'ዩ ዝናፍቕ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ሕሹኽ በልኒ'ባ ሕሹኽ
ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
ጥዑም ቃላትኪ ኽሰምዕ
እዝነይ ንዕኡ'ዩ ዝናፍቕ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ኣሃይ... ኣሃ ኣሃ
ሕሹኽ በልኒ'ባ ሕሹኽ
ሽኮር
ሽኮር ሽኮር
ሽኮር ሓላለይ
ብፍቕርኺ ይጸግብ ረኺበ ዘይርከብ
ሓጎስ መሊኡ ውሽጠይ ከም ዛራ [?]
ሽኮር
ሽኮር ሽኮር
ሽኮር ኣርክቢ
ኣብ ባሕሪ ገምገም ንፋስ ጥዑም ሕልሙ
ብሓሳብ ኣብ ማእኩሉ እምበር ልበይ ሸሚሙ
ንዒ ንዒ ጥቓይ ቅረቢ
ንዒ ንዒ ጥቓይ ቅረቢ
ቦታኺ ዝፋንኪ ፍሉጥ ከም ሹም ንህቢ
ሸያኻ ኣብ ጠሉ ርወዪ ዕገቢ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists