Kishore Kumar Hits

Amanuel Weldegabir - Momona lyrics

Artist: Amanuel Weldegabir

album: Khalfyu


ሞሞና ዓንዲ ናይ ህይወተይ
ሞሞና ምጭውቲ ኣፍቃሪተይ
ሞሞና መርሃዊት ናይ ጭንቀይ
ሞሞና ምሳኺ'ዩ ልበይ
ሞሞና ብርሃን ናይ ገዛና
ሞሞና ኣቲ ብዓልቲ ለይተይ
ሞሞና ቀንዴል ልበይ ኢኺ
ሞሞና ናተይ መናብርተይ
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
ሞሞና ከም ዳዕሮ ዘው ኢሉ
ሞሞና ጽቡቕ ጨጉሪ ርእሳ
ሞሞና ብፍረ ቓላታት
ሞሞና ኣልቢሳትኒ መኣዛ
ሞሞና ኣብ ደም ሱረይ ኣትዩ
ሞሞና ሃልሃልታ ፍቕርኺ
ሞሞና መርዛም ዘይመሓሪ
ሞሞና ዘዛርብ ብኣኺ
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
ሞሞና ኣግህዲ ዕላልኪ
ሞሞና ፍጹም ዘይምኖ
ሞሞና ብኣኺ ኽሓስብ
ሞሞና ጌርክኒ ዕዋኖ
ሞሞና ዘደንቕ መልክዕኺ
ሞሞና ዘይጎደሎ ሓንቲ
ሞሞና መብራህቲ ናይ ዓለም
ሞሞና ናተይ ካልአይቲ
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
ሞሞና ምጩው ተፈጥሮኺ
ሞሞና ወለላ ዕላልኪ
ሞሞና ኣብ ልበይ ሰሪቱ
ሞሞና ሓይሩኒ ምሳኺ
ሞሞና ብሓረግ ፍቕርኺ
ሞሞና ተኣሲሩ ኣካለይ
ሞሞና ህዋሳተይ ዘትዩ
ሞሞና ተጸምቢሩ ኣብ ደመይ
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
ላላ ላላላ ኣላሎ
ላላ ላላላ ኣላሎ
እላላ ላላላየ...
እላላ ላላላየ...
እላላ ላላላየ...

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists