Kishore Kumar Hits

Temesghen Yared - Aqedime Meskire lyrics

Artist: Temesghen Yared

album: Aymenwekn'ye (Eritrean Music)


ናይ ባእስናስ ደሓን ዝኾነ ምኾነ
እንካብ ወረደኒ 'ታይ ክገብር ምጸርክዎ ኣነ
ናይቲ ሓታቲ'ዩ ከፊኡኒ ዘሎ
እንታየ ኽምልስ ተውሳኸይ እንታየ ክብሎ (ክብሎ)
በዲላትኒ ኸይብል መልኣኽ'ያ ኢለ 'ንድየ የዕሊለ
ኣይተኻእለን ጠባያ ኢለ ኸየመኽኒ ርግቢት'ያ ኢለ 'ቐዲመ
በዲለያ ኸይብል ቂም ኣይትሕዝንያ ኢለ 'ንድየ መዲረ
ወለላ ጠባይኪ ንንጹህ መንፈስኪ ኣቐዲመ መስኪረ
በጃኺ በጃኺ ክልቴና
ተፋቕርና እምበር ተጻሊእና
ኣይንኽእሎን ኢና
ቀደሙ'ውን ተጋጊና
ዘይከውን ኢና ፈቲንና
እመኒ ኣይትእመኒ ምሸት ምሸትየ ቤትኪ ዝማላለስ
ክኹሕኩሕ ይቐርብ ማዕጾኹም ተጣዒሰ ይምለስ
ዘፍቀረ ኣይክእልንዩ ንገጽ ኣፍቃሪቱ ከይረኣየ ኣይቅንንዩ
ሓቂ ተዛረቢ ንስኺ'ውን ከማይ ስእለይ ሗቒፍክዮ ትሓድሪ ትኾኒ
ናይ ባእስናስ ደሓን ዝኾነ ምኾነ
እንካብ ወረደኒ 'ታይ ክገብር ምጸርክዎ ኣነ
ናይቲ ሓታቲ'ዩ ከፊኡኒ ዘሎ
እንታየ ኽምልስ ተውሳኸይ እንታየ ክብሎ (ክብሎ)
በዲላትኒ ኸይብል መልኣኽ'ያ ኢለ 'ንድየ የዕሊለ
ኣይተኻእለን ጠባያ ኢለ ኸየመኽኒ ርግቢት'ያ ኢለ 'ቐዲመ
በዲለያ ኸይብል ቂም ኣይትሕዝንያ ኢለ 'ንድየ መዲረ
ንወለላ ጠባይኪ ንንጹህ መንፈስኪ ኣቐዲመ መስኪረ
በጃኺ በጃኺ ክልቴና
ተፋቕርና እምበር ተጻሊእና
ኣይንኽእሎን ኢና
ቀደሙ'ውን ተጋጊና
ዘይከውን ኢና ፈቲንና
እመኒ ኣይትእመኒ ምሸት ምሸትየ ቤትኪ ዝማላለስ
ክኹሕኩሕ ይቐርብ ማዕጾኹም ተጣዒሰ ይምለስ
ዘፍቀረ ኣይክእልንዩ ንገጽ ኣፍቃሪቱ ከይረኣየ ኣይቅንንዩ
ሓቂ ተዛረቢ ንስኺ'ውን ከማይ ስእለይ ሗቒፍክዮ ትሓድሪ ትኾኒ
ተዛረቢ
ንስኺ'ውን ከማይ ስእለይ ሗቒፍክዮ
ትሓድሪ ትኾኒ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists