Kishore Kumar Hits

Abrar Osman - Shama bel lyrics

Artist: Abrar Osman

album: Shama Bel


እምንቶኻ ኣሚነ
ፍቕርኻ ተቐኒተ
ንዘልኣለም ናትካ'የ ህዝቢ
ናትኪ'የ ኤሪትራ
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ (ሻማ ሻማ በል)
ክንዲ ድምጽኺ ሰምዓላ እልልታ
በጺሕካዮ ዘመን ቅሳነት እፎይታ
ንዉሉድ ወለዶ ብጻማኻ ኽበር
ቅልጽም ሓድነትካ ንዘልኣለም ይምበር
ንዉሉድ ወለዶ ብጻማኻ ኽበር
ቅልጽም ሓድነትካ ንዘልኣለም ይምበር
ይምበር
ይምበር (ይምበር)
ይምበር (ይምበር)
ይምበር (ይምበር)
ይምበር (ይምበር)
ይብል ኣሎ ነብሲ ካባኻ ናባኻ
ብርሃን ዘበሰረ ቀንዴል ብምኻንካ

ኣ... ኣንታ በዓል ቅያ ሓወልቲ መንነት (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ሕልሚ ዝቐየርካ ናብ ህያው ክውንነት (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ዓወት ልማድካ'ዩ ሎሚ'ውን ከም ትማል (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ናይ ተስፋ ዳሜራ ዘይቅህም ነበልባል (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ነቒሉ ዘይምለስ ተዓዋቲ ህዝቢ (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ክብርኻ ዝናኻ ኮይኑ መዛረቢ (ሻማ)
ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ
ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ
(ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ)
(ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ)
ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ
ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ
ሰሚሩ...
(ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ)
(ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ)
ሰሚሩ
ሰሚሩ
ሰሚሩ
ሰሚሩ
ሰሚሩ
ሰሚሩ
ኣርማና ንሳያ መለክዒ ክብረት
ሂወትና ወፊና ነምብራ ብሂወት
ናይ መብጽዓ ተኽሊ ብደምና ትዓቢ
ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣደ ለዋህ ህዝቢ

ብወገን ሃይማኖት ብቋንቋ ብዘርኢ
ትምኒትካ ኣምኪኖም ክረብሑ ካብ ጽልኢ
ደብዛዝ ከሎ ዘመን ግብ ዝበለ ድነ
ሓያል ቅልጽምካ'ዩ ንኹሉ ዘምከነ
ሕጉስ ከመንበሳ ኤሪትራዊ ሓየት
መዘና የብልካን ብኡነት ኢለ ብኡነት
ብኡነት
ብኡነት (ብኡነት)
ብኡነት (ብኡነት)
ብኡነት (ብኡነት)
ብኡነት (ብኡነት)
ይብል ኣሎ ነብሲ ካባኻ ናባኻ
ብርሃን ዘበሰረ ቀንዴል ብምኻንካ

ኣ... ይ ኣርማና ንሳያ መለክዒ ክብረት (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ሂወትና ወፊና ነምብራ ብሂወት (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ናይ መብጽዓ ተኽሊ ብደምና ትዓቢ (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ኣፍሪቃዊት ብርሃን ኣደ ለዋህ ህዝቢ (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ንስኺ ኩርዓትና ንስኺ ተስፋና (ሻማ ሻማ)
ኣ... ይ ምድረ ገነት ኩኒ ኤረይ ዓምብብልና (ሻማ)
ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል
ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል
ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል
ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል
ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
ሕድሪ...
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
(ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
ሕድሪ ሕድሪ ሕድሪ ሕድሪ
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል
ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል
ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል
ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል
ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል
ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
(ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
(ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
(ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር
ሕድሪ'ለና ዘይስገር
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል
ሻማ ሻማ
ሻማ ሻማ
ሻማ ሻማ
ሻማ ሻማ በል
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ)
ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል
ሻማ ሻማ
ሻማ ሻማ
ሻማ ሻማ
ሻማ ሻማ በል

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists