Kishore Kumar Hits

Abrar Osman - Mieti kab Mieti lyrics

Artist: Abrar Osman

album: Shama Bel


ርእየ ርእየ ርእየኪ ከም ምርኣይ
ኣዕሊለ'ውን ምዕላል
ፈሊጠ ብዓቐን
ፈትየ ብዘይ ወሰን
ብዘይክኣሲ ብዘይክኣሲ

ብዘይክኣሲ ብዘይክኣሲ

ኣይነበረን ካልእ ካልእ
ኣይነበረን ካልእ ካልእ
ኣይነበረን ካልእ ካልእ
እንተኽፈቱ ወይ'ውን ክጸልእ
ውን ክዛረብ በታ ዝፈልጣ
መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
ዕምባባ ያስሚን ወትሩ ፍትውቲ
ጎዶሎ የብልክን የብልክን
ናትክስ ናትክስ
ናትክስ ናትክስ
ናትክስ ናትክስ
ናትክስ ንበይኑዩ ወይ ናትክስ ሚእቲ ኻብ ሚእቲ
ምጭውቲ ኢኺ ኣማን ብኣማን
ባህታ ናይ ልቢ ከም ሽታ ሪሓን
ጸብለልታ መልክዕ ብዘይ ጎዶሎ
ፈጣሪ ጥዑም'ዩ ኩሉ ይካኣሎ

ካብቲ ዘይርስዖ ስእሊ ናይታ ምሸት
ኮፊልኪ በይንኺ ዘይብልኪ ጎሮቤት
ኣብቲ ድሙቕ ብርሃን ደቢኑ ዙርያኺ
ብኣካል ቀረባ ብመንፈስ ርሒቕኪ

ዕላል ሰሓቕ ቲውዕውዕ ሃዋሁ
ዘቕለበ ኣይነበረን ብኡነት ብገርሁ
ኣነስ ብድድ ኢለየ ናባኺ ብምኻድ
ሽምዓ ኸብርሃልኪ ሓቲተኪ ፍቓድ
ርእየ ከም ምርኣይ
ኣዕሊለ'ውን ምዕላል
ፈሊጠ ብዓቐን
ፈትየ ብዘይ ወሰን
ብዘይክኣ ግን ኣይነበረን ካልእ

ኣይነበረን ካልእ ካልእ
ኣይነበረን ካልእ ካልእ
ኣይነበረን ካልእ ካልእ
እንተኽፈቱ ወይ'ውን ክጸልእ
ውን ክዛረብ በታ ዝፈልጣ
መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
ዕምባባ ያስሚን ወትሩ ፍትውቲ
ጎዶሎ የብልክን የብልክን
ናትክስ ናትክስ
ናትክስ ናትክስ
ናትክስ ናትክስ
ናትክስ ንበይኑ'ዩ ወይ ናትክስ ሚእቲ ኻብ ሚእቲ
ንቡር ነይረ ህጻን ክኸውን ኩሉ ክነብረኒ
ነዛ ንነብሰይ ጋሻ ኮይነ ብዙሕ ገሪምኒ
ከምዚ ዝበለ የለን ስሑው ኢልኒ ኣይድንጋጸይ ፍቕሪ
ኣምሪሐ ናባኺ ብዘይፈልጦ ናህሪ ናህሪ
ቀስ ኢለ ከይከይድ ኣያ... የይ... ተጻዊተ ኣዕሊለ
ዘይፈልጦ ስምዒት ደድሕረይ ቀጸለ
ኣሃሃሃሃ ጋንይኒ ምስ ነብሲ ደሓን እተዊ ደሓን
ኣማን'ዶ ኽብሎ ንልበይ ወይ ድማ ኣይፋል
ሰትየ'ዶ ኾን ነይረ ቅሩብ ሞይቁኒ
ዘይኣመለይ ገይረ ምስ ሰብ ዘየሳኒ
ብስዉር ስምዒት ዝነውነዎ ልበይ
ኣጨኒቑኒ'ሎ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ
ካብ ጠባይኪ ድዩ (ንገርኒ)
ምስ ኩሉ ዘሳኒ (ንገርኒ)
ወይሲ ካብ ከናፍር (ንገርኒ)
ውቁጥ ደርጊ ስኒ (ንገርኒ)
ካብ ግርማኺ ድዩ (ንገርኒ)
መልክዕ መሀነኒ (ንገርኒ)
ወይሲ ካብ ሰሓቕኪ (ንገርኒ)
እስከ ንገርኒ
ኣይ...

ዝሕው ኢልኒ ኣይድንጋጸይ ፍቕሪ
ኣምሪሐ ናባኺ ብዘይፈልጦ ናህሪ
ቀስ ኢለ ክኸይድ ከም????????
ዶንግየ ኣቕሊበሉ ኣባይ ተለወጠ
ናይ ዕድል ክኸውን ኩሉ ክነብረኒ
ጋሻ ነብሰይ ኮይነ እኽለ ማይ ኣቢኒ
ወይ መድሃኒት ሃቢ ወይ መድሃኒት ኩኒ...
ኣይ...
ኣየ... ይ ኣያየየየየየይ
ኣየየየየይይይይይ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists