Kishore Kumar Hits

Abrar Osman - Yikdenena lyrics

Artist: Abrar Osman

album: Shama Bel


ላላለይ ላላላ
ላላለይ ላላላ
ላሊለይ ላላላ
ላሊለይ ላላሊ
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ብኣዳም ብሄዋን
ጸኒሑ ነባሪ
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ
ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ
ምቕጻል ፍቕሪ'ዩ ፍቕሪ ባዕሉ ዘዐግሶ
ባዕሉ ዘዐግሶ
ኣይ... ዪዪዪዪዪዪ...
ከለኪ ሕልና ንኹሉ ዝመሚ
በዝን ወድኸምዝን ነብስኺ 'ይተሕምሚ
ኣኽፊእኪ ጸቢቕኪ ሓደ'ዩ ሕሳቡ
በቶም ክዛረቡ ኣውጊሖም ዘዕርቡ
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ኣሃሃሃሃሃሃ...
ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል
ኢሉ
ይብል
ክብል'ዩ
መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ
ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ
ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ
እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ
ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ብኣዳም ብሄዋን
ጸኒሑ ነባሪ
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ምውራይ ዝኣመሎም ክንደይ ከይቁጠቡ
ጉዳይና ንቐጽል ንሶም ይዛረቡ
ክሳብ ዝርብርቡ
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ቀሲነ ክዘናጋዕ ክጻወት ከዕልል
ፍቕረይ ብስክፍታ ሓሳብኪ ኣየስግል
ነዛ ሓጻር ጊዜ ምሳኺ ኽራኸብ
ካብ 'ጥቃዒ 'ዒንቲ ብዙሕ'የ????
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ላላላላላ...
ነውሪ ኾይኑ ምፍቃር ተቐይሩ'ምበር ሰብ
ኢዱ ዘይመልሰሉስ ኩሉ ኾይኑ ብዓገብ
መኖም ከነፍቅር መኖም'ከ ኽንገድፍ
ካብ ምሉእ ከባቢ ከም ልቡ ዝነብር
ርድኡና ዝብል ይኣክል ነጻ ሰባት ኢና
ህይወትና ኽንመርሕ በቲ ዝመስለና
ልብኺ ኣርሕውለይ ቀልዓለም ዘይብሉ
ክቕጽል ፍቕርና ዝበሉ 'ናበሉ
ኣ... ሁ...
ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል
ኢሉ
ይብል
ክብል'ዩ
መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ
ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ
ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ
እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ
ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና
ኣየይ... ኣያ... ኣየይ...
ላለይ... ላላ... ኣለይ...
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ክንዲ ብልሓት ክንዲ ጥበብ
ክንዲ ስራሕ ክንዲ መኽሰብ
ቤላቤለው ሰዋኒኖም
እዝኒ ኣይንሃቦም ንረስዓዮም
ካብዚ ኸምዝስ ይኽደነና
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ...
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ኣሃ...
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists