Kishore Kumar Hits

Freselam Mussie - Niwishta Anbbwo lyrics

Artist: Freselam Mussie

album: Hanti Ma'alti Ala


ግደፉ በጃኹም መሓርዋ
ቁስላ እናጎዳእኩም ደም ኣይተንብዕዋ
ኣለዋ ዘይሓወየ በሰላ
ውሽጢ ውሽጣ ዘሳቒ ማዕበል ዝነንዋ
ግደፉ በጃኹም መሓርዋ
ቁስላ እናጎዳእኩም ደም ኣይተንብዕዋ
ኣለዋ ዘይሓወየ በሰላ
ውሽጢ ውሽጣ ዘሳቒ ማዕበል ዝነንዋ
ብንኡሳ ምስ ህይወት ዝገጠመት
ከም ወርቂ ኣብ ሓዊ እተፈተነት
ኣብ ንኡስ ሸዊት ዕድመ
በዱ ልባ ምስ ዝዘኽተመት
ዕሸል ኣብ ከብዳ ጸይራ
ዝሰዓረት መከራ
ኣይምሰልኩም ጸጊባ
ክትጥምት ዘዘዕገባ
እንጀራ ኮይንዋ'ያ
ተሳሲ ትሕት ኢላ
ርሒቓ'ያ ካብ ንእስነት
ኣብኡ የላን ብኡነት
ንነብሳ እናሕሰመት
ከተሕምቓ ንእስነት
ኣሕሊፋቶ'ያ ንሳ
ምስ ንብዓት ተቓሊሳ
ሓላፍነት ምስ መጻ'ያ
ንውሉዳ ግዳም ወጽያ
እምበር ፈትያ መሲልኩም
ንኹሉ እትጸሮ
ጸሊምን ጻዕዳን ብማዕረ
ከይፈለየት ትኽእሎ
ግደፉ በጃኹም መሓርዋ
ቁስላ እናጎዳእኩም ደም ኣይተንብዕዋ
ኣለዋ ዘይሓወየ በሰላ
ውሽጢ ውሽጣ ዘሳቒ ማዕበል ዝነንዋ
ግደፉ በጃኹም መሓርዋ
ቁስላ እናጎዳእኩም ደም ኣይተንብዕዋ
ኣለዋ ዘይሓወየ በሰላ
ውሽጢ ውሽጣ ዘሳቒ ማዕበል ዝነንዋ
ብንኡሳ ምስ ህይወት ዝገጠመት
ከም ወርቂ ኣብ ሓዊ እተፈተነት
ኣብ ንኡስ ሸዊት ዕድመ
በዱ ልባ ምስ ዝዘኽተመ
ዕሸል ኣብ ከብዳ ጸይራ
ዝሰዓረት መከራ
ኣይምሰልኩም ጸጊባ
ክትጥምት ዘዘዕገባ
እንጀራ ኮይንዋ'ያ
ተሳሲ ትሕት ኢላ
ርሒቓ'ያ ካብ ንእስነት
ኣብኡ የላን ብኡነት
ንነብሳ እናሕሰመት
ከተሕምቓ ንእስነት
ኣሕሊፋቶ'ያ ንሳ
ምስ ንብዓት ተቓሊሳ
ሓላፍነት ምስ መጻ'ያ
ንውሉዳ ግዳም ወጽያ
እምበር ፈትያ መሲልኩም
ንኹሉ እትጸሮ
ጸሊምን ጻዕዳን ብማዕረ
ከይፈለየት ትኽእሎ
ንጸገም ክትስዕር'ያ
ድሌታታ ትኽእሎ
ከቢድ ጾር ተሰኪማ
ፍሽኽ ኢላ ትኽእሎ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists