Kishore Kumar Hits

Eden Kesete - Kizirifeka lyrics

Artist: Eden Kesete

album: Kizirifeka


ኣበይ ኣቤለኻ ፍቕረይ ጥዑም ቃሉ
ኣምበር ፍቕሪ'የ ኢልካ ትኾርዓሉ
ሕጂ ኣርእየኒ በል ሞንጎኛ ዘይብሉ
ኣበይ ኣለኻ ፍቕረይ ጥዑም ቃሉ
ኣምበር ፍቕሪ'የ ኢልካ ትኾርዓሉ
ሕጂ ኣርእየኒ በል ሳልሳይ ዘይብሉ
ዎየ
ኣበየ
ኣበይ
ኣብቲ ፈለማ እዋን ንፍትወትካ ክትገልጸለይ
ሕንከት'ዩ ጋሪዱኒ ርእሲ ነቕነቕ ነይሩ ኩሉ መልሰይ
ሕጂ ግን በጢሰዮ'የ ንሕሱም ባህሊ ማሕለኻ
ንኽሉ ራሕሪሐዮ'ወ ወሲነ'ለኹ ኣነ ክቑረን ምሳኻ
ኣበይ ኣበይ ኣለኻ ፍቕረይ ንዓባ
ንዓ ንዓኒ ነብሰይ ዓጅባ
ድፍረተይ ድዩ ኣጃጅይካ
መልሲ'ኮ ኢዩ መልሲ ሕቶኻ
ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣቤሎ
ንዝኣኸለት ዝብኢ ሃባ
ቀይረዮ'የ ሕጊ እንዳባ
ከነሕጽየካ ተበሉኻ'የ
ተታሒዘየ በሎም ኢኻ
ክሰደልካ'የ ሽማግለ
ሕራይ በሎም ክዕለልየ
ዘይነበረ ኢሎም ኣሃይ ተኸልኡኻ
ንጠር ብደወል ክዝርፈካየ
ዝበሉ ይበሉ እቶም በሃሎ
ሓጹር ጥሒሰ'የ ሽመይ ክሰቕሎ
እላላ ላለይ
እላላ ላለይ
ወደል'የ ወደል'የ
ወደል'የ ወደል'የ
ኣቢኒ ልበይ እናሓንገደ
ወደል'የ ወደል'የ
ወደል'የ ወደል'የ
ፍቕርኻ ሒዙኒ ዘይሰድዴ
ይብል ይብል ይብል ኣሎ (ልበይ ይብል ኣሎ)
የለን ብጀካኻ (ሕማመይ ዝኽእሎ)
ይብል ይብል ኣሎ'የይ (ይብል ኣሎ)
የለን ብጀካኻ (ሕማመይ ዝኽእሎ)
ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣቤሎ
ንዝኣኸለት ዝብኢ ሃባ
ቀይረዮ'የ ሕጊ እንዳባ
ከነሕጽየካ ተበሉኻ'የ
ተታሒዘየ በሎም ኢኻ
ክሰደልካ'የ ሽማግለ
ሕራይ በሎም ክዕለልየ
ዘይነበረ ኢሎም ኣሃይ ተኸልኡኻ
ንጠር ብደወል ክዝርፈካየ
ዝበሉ ይበሉ እቶም በሃሎ
ሓጹር ጥሒሰ'የ ሽመይ ክሰቕሎ
እላላ ላለይ
እላላ ላለይ
ወደል'የ ወደል'የ
ወደል'የ ወደል'የ
ኣቢኒ ልበይ እናሓንገደ
ወደል'የ ወደል'የ
ወደል'የ ወደል'የ
ፍቕርኻ ሒዙኒ ዘይሰድዴ
ይብል ይብል ይብል ኣሎ (ልበይ ይብል ኣሎ)
የለን ብጀካኻ (ሕማመይ ዝኽእሎ)
ይብል ይብል ኣሎ'የይ (ይብል ኣሎ)
የለን ብጀካኻ (ሕማመይ ዝኽእሎ)
ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣቤሎ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists