Kishore Kumar Hits

Eden Kesete - Ferah Gorah lyrics

Artist: Eden Kesete

album: Ferah Gorah


ኣብ መላእ ኣካለይ ኢልካ ክዕው ፍስስ
ንዓርሞሽሽ ልበይ ኣቢልካዮ ኣፍርስ
ክሳብ መዓስ ተበልካ ኣታ ፈራሕ ጎራሕ
ብጥበብ ጌርካኒ ብኣኻ ዝምራሕ
ክሳድ እናሰበርካ ኣታ ፈራሕ ጎራሕ
ብጥበብ ጌርካኒ ብኣኻ ዝምራሕ
ኣብዚ ዘመን ንዓይ ንዓይ ዘመን ሃነፍነፍ
ብውሽጢ ጨኪንካ ብደቂቕ ሃሰስ
ኣጥሒልካኒ እምበኣር ኣብ ውቅያኖስ ባሕሪ
ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ኣወርጺጽካ ከትሪ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ክሳድ እንዳሰበርካ እናክትርእየኒ
ደጌኻ እንዳርዓድካ እናክትረኽበኒ
ኣብ መጻወድያኻ'ባ ድርግም ኣቢልካኒ
እዋይ ኣነ
ቃላት [?] ኣብ ዓዲ ዘረባይ
ወይ ናብ ርሑቕ እናገሽካ ከለኻ ኣብ ቀረባ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ ሰራሕካለይ'ባ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ ሰራሕካለይ'ባ
ርዝነትን ህድኣትን ንፍርሒ (ዝሽፍኖ)
ዓቕሊ'ሞ ስማ'ያ ንጉርሒ (ዝስልጥኖ)
ብሓቂ ዲኻ ኣንታ ፈራሕ
ኣንታ ሰባብ ጎራሕ
ኣብ ደመይ ኣቲኻ ኣቢልካኒ ዛሕ ዛሕ
ዛሕ
ፈራሕ ጎራሕ
ፈራሕ ጎራሕ
ካብ ሱቷኻ ዝሰማዕክዎ ደሃይ እምነት ኣብ ምድናንካ
ዘስተውዓልክዎ ቅንዕና ሰብኣውነት ኢዩ ዋሕስካ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ ይበል ከትሪ ልቢ
ኣዐዊትካዮ ስራሕ ኢዩ ዋሕስካ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ ይበል ከትሪ ልቢ
ኣዐዊትካዮ ስራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ርዝነትን ህድኣትን ንፍርሒ (ዝሽፍኖ)
ዓቕሊ'ሞ ስማ'ያ ንጉርሒ (ዝስልጥኖ)
ብሓቂ ዲኻ ኣንታ ፈራሕ
ኣንታ ሰባብ ጎራሕ
ኣብ ደመይ ኣቲኻ ኣቢልካኒ ዛሕ ዛሕ
ዛሕ
ፈራሕ ጎራሕ
ፈራሕ ጎራሕ
ካብ ሱቷኻ ዝሰማዕክዎ ደሃይ እምነት ኣብ ምድናንካ
ዘስተውዓልክዎ ቅንዕና ሰብኣውነት ኢዩ ዋሕስካ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ ይበል ከትሪ ልቢ
ኣዐዊትካዮ ስራሕ ኢዩ ዋሕስካ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ ይበል ከትሪ ልቢ
ኣዐዊትካዮ ስራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ
ኣንታ ፈራሕ ጎራሕ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists