Kishore Kumar Hits

Eden Kesete - Shifoney - Eritrean Music lyrics

Artist: Eden Kesete

album: Shifoney (Eritrean Music)


ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ናይሎን ኣብ ዘለዎየ
ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ኣርሒቐ ክኸዶ
ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ናይሎን ኣብ ዘለዎየ
ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ኣርሒቐ ክኸዶ
ሰናዶይ ኣንትን ወዘራዝሮ
ንኸተማ በላ ንደይብ ተሎ
ሽፎነይ ኣይተጥፍኣዮ በሎ
ኣለና ዘይጠዓምናዮ
ተሓዝካዮ ሰተተት ዝበለ
ዘይሃስስ ዘይብለለ
ክዳን ቀደም ዘይጭብረረ
ልቢ ወሓሉ ክንደይ ዘየዕበደ
በሉለይ በሉ ኣለዎ ኣመለ
በሉለይ በሉ ኣለዎ ኣመለ
ሽፎን ክደነኒ
ኣዳነይ ከይሓምያኒ
ኣዳነይ
ሽፎን ተኸደና
ኩዳ ውረዳ ምሳና
ኣዳነይ
ላሎይ
ስላሎይ
እውይ
ደደይ
ናይ ሽፎነይ ዋጋ ኣይ ሃብታም ኣይ ድኻ
ድብዝዝ ኢሉ ሕብራ ወርቂ ሓሸውሸዋ
መስመስታ ዘለዋ
መስመስታ ዘለዋ
ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ናይሎን ኣብ ዘለዎየ
ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ኣርሒቐ ክኸዶ
ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ናይሎን ኣብ ዘለዎየ
ሽፎን ኣብ ዘለዎየ ኣርሒቐ ክኸዶ
ሰናዶይ ኣንትን ወዘራዝሮ
ንኸተማ በላ ንደይብ ተሎ
ሽፎነይ ኣይተጥፍኣዮ በሎ
ኣለና ዘይጠዓምናዮ
ተሓዝካዮ ሰተተት ዝበለ
ዘይሃስስ ዘይብለለ
ክዳን ቀደም ዘይጭብረረ
ልቢ ወሓሉ ክንደይ ዘየዕበደ
በሉለይ በሉ ኣለዎ ኣመለ
በሉለይ በሉ ኣለዎ ኣመለ
ሽፎን ክደነኒ
ኣዳነይ ከይሓምያኒ
ኣዳነይ
ሽፎን ተኸደና
ኩዳ ውረዳ ምሳና
ኣዳነይ
ላሎይ
ስላሎይ
እውይ
ደደይ
ናይ ሽፎነይ ዋጋ ኣይ ሃብታም ኣይ ድኻ
ድብዝዝ ኢሉ ሕብራ ወርቂ ሓሸውሸዋ
መስመስታ ዘለዋ
መስመስታ ዘለዋ
ዘይጠዓምክን ጠዓማ
ንሽፎነይ ስዓማ
በዛ ናተይ ርዓማ
ዝጸበቐት እዚኣያ ግርማ
እዚኣያ ግርማ
ሽፎነየ ምስዚ ቁናኖይ
ሽፎነየ ምስዚ ሕዛበይ
ሽፎነየ ምስዚ ዕላመይ
ንዕዑዩ ዘሎ ውቃበይ
ጽብቕቲ ወይዘሮ
ሃብኒ ኸበሮ
ናይሎን ዝነበሮየ
ሽፎን ክቕየረ
ዘይጠዓምክን ጠዓማ
ንሽፎነይ ስዓማ
በዛ ናተይ ርዓማ
ዝጸበቐት እዚኣያ ግርማ
እዚኣያ ግርማ
ሽፎነየ ምስዚ ቁናኖይ
ሽፎነየ ምስዚ ሕዛበይ
ሽፎነየ ምስዚ ዕላመይ
ንዕዑዩ ዘሎ ውቃበይ
ጽብቕቲ ወይዘሮ
ሃብኒ ኸበሮ
ናይሎን ዝነበሮየ
ሽፎን ክቕየረ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists