Kishore Kumar Hits

Abel Kflom - Texebexni (ተጸበይኒ) lyrics

Artist: Abel Kflom

album: Texebexni (ተጸበይኒ)


ካልእ ከይ ማሙቕ ኣብቲ ሕቕጎኺ
ከይብለጽሉ ነቲ ሽታኺ
ለይትን መዓልትን ብዘይ ልዋም ይሓድረልኪ
ንሕልናኺ ከይቓለሱዎ ነቲ እምነትኪ ክይሻመውዎ
ለይትን መዓልትን ኣቤት በይነይ ዝቕንዘዎ
ሓቕኺ እንዲኺ መዓረይ
ሻቕሎት ዕድመ ጓል ኮይኑ
ሓቕኺ እንዲኺ ወለላይ
ንውሳነኺ ፈቲኑ
ሃዋሃዋ ፍቕርኺ
ኣይለገሰን ካብ ልበይ
ይፈትወኪየ ጌና ተጸበይኒ ምጭውተይ
ኣንቲ ኮኾብ ጽባሐይ
ትብጻሕኩም ከይብሉኺ
ኣቐዲምኪ ንገሪ ምሳይ ኮይንኪ ሞጉቲ
ተጸበይኒ ተጸበይኒ ምሒልና ኢና ኣብ ቕድሚታ ወርሒ
ተጸበይኒ ተጸበይኒ ንብር ኔርክስ ከይትሰጥሚ ኣብ ሰልሚ
ተጸበይኒ ተጸበይኒ ቓላት መብጸዓኺ ዘክርዮ
ተጸበይኒ ተጸበይኒ ኣብ ሕቕፎይ የዒምኪ ዝበልክዮ
ብኸበሮ ጥሪ መንፈስኪ በጃኺባ ኣይትረበሺ
ተቐደማኺ ተን መሓዙትኪ ከይሸራረፍ ቲ ሓሳባትኪ
ፈትየ ኣይኮንኩን ተደናጉየ
ጽብቕተይ ንዓኺ ታይ መኽኒት ደልየ
ኩነታት እንድዩ ዝኣሰረኒ
ከም ማሕዩር ቐይዱ ዘሳቐየኒ
ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ
እምበር ንዓኺ ደኣሞ ኣንቲ ሃዋሃዋ
ብዙሓትዮም ደለይትኺ ዝወጹልኪ ሓለዋ
ሓንሳብ ምስ በሃግኩኺ መዓስ እሞ ዓይነይ ሓስየ
ንስኺዶ ትጥለሚ ኪዳን ልቢ ኣትየልክንድየ
ብኸበሮ ጥሪ መንፈስኪ በጃኺባ ኣይትረበሺ
ተቐደማኺ ተን መሓዙትኪ ከይሸራረፍ ቲ ሓሳባትኪ
ፈትየ ኣይኮንኩን ተደናጉየ
ጽብቕተይ ንዓኺ ታይ መኽኒት ደልየ
ኩነታት እንድዩ ዝኣሰረኒ
ከም ማሕዩር ቐይዱ ዘሳቐየኒ
ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ
እምበር ንዓኺ ደኣሞ ኣንቲ ሃዋሃዋ
ብዙሓትዮም ደለይትኺ ዝወጹልኪ ሓለዋ
ሓንሳብ ምስ በሃግኩኺ መዓስ እሞ ዓይነይ ሓስየ
ንስኺዶ ትጥለሚ ኪዳን ልቢ ኣትየልክንድየ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists