Kishore Kumar Hits

Abel Kflom - Aymecheakn (ኣይመቸኣክን) lyrics

Artist: Abel Kflom

album: Aymecheakn (ኣይመቸኣክን)


ኣይጥዓመክን ዘሎ እነግር ኣሎ ዓይንኺ
ኣይጥዓመክን ኣይጥዓመክን
ኣይመችኣክን ዘሎ ምቅባሩ ት'ግብርኺ
ኣይመችኣክን ኣይመችኣክን
እንተ ሓሸኒ'ልኪ ገዲፍክኒ
ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ
"ኤህ" ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ
ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ
እናወራረቅኪ ነዞም ቃላት
በዲሉኒ'ልኪ የእሚንክዮም ሰባት
ሕልናኺ ደሞ ክዒቡኪ
ተጻሊእኪ በቃ ምስ ንስኺ
ቁንጣሮ ኣበረይ ኣርኢኺ ከም ጎቦ ኮሚርክዮ
ኪድ ከይበልክዮ ንፈቃር ልበይ ብሜላ ርሒቅክዮ
ገሪሙኒ መሲልኪ ከተምስሊ
በዲላቶ ከይብሉኺ ተታልሊ
ዝበደልኩ ጌርኪ የዕሊልክለይ
ልበይ ሴርኪ'ስ ኣሽካዕሊልክለይ
ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ
ኣፍሪሓትኪ ከም ጸበባ
ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ
ኣፍሪሓትኪ ከም ጸበባ
ልቢ በዲላ ልቢ ቐቲላ
ስለምንታይ ደኣ'የ
ስለምንታይ ደኣ'የ
ስለምንታይ ደኣ'የ
ስለምንታይ ደኣ'የ
ግብርኺ እናርሓቐኒ (እናርሓቐኒ) ንልበይ እናሳጎጎ
ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ(ጌርክኒ) ምፍላይና ዝባሃጎ
ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ 'ለኺ
በዲልዋ እብለኪ'ሎ
ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም
ሓቂ ኣምሲለ እኮ'የ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ
ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም
ሓቂ ኣምሲለ እኮ'የ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ
ሓቂ ኣምሲለ እኳ'የ ሓስየዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
ሓቂ ምሕሳማ--(ይእከለኪ'ባ)
እዚ ናትኪ ድራማ
በዲለ ይሕመ'ሎ--(ይእከለኒ'ባ)
ልበይ ሞት ይእከሎ
ክስኺ እብል ኣሎ መዋቲ ቀቲሉ ንዘሎ (ቀቲሉ)
ሕልና ምትላል ይእከለኪ'ባ ምስ ጠቐነ ምውዓል
ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
ከይፈለጠኒ'ንዴ ሃስየዮ
ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ.!
ግብርኺ እናርሓቐኒ (እናርሓቐኒ) ንልበይ እናሳጎጎ
ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ(ጌርክኒ) ምፍላይና ዝባሃጎ
ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ 'ለኺ
በዲልዋ እብለኪ'ሎ
ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም
ሓቂ ኣምሲለ እኮ'የ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ
ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም
ሓቂ ኣምሲለ እኮ'የ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ
ሓቂ ኣምሲለ እኳ'የ ሓስየዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists