Kishore Kumar Hits

Hewan Gebrewold - Munaye lyrics

Artist: Hewan Gebrewold

album: Hewan


ሙነይ ሙነይ ውሽጠይ ክነግረካ

ቃል የብለይን እንደይ ከምዘፍቅረካ
ፍቅርካ እዩ ወሳኒ ሂወተይ
ህያብ ጓይታ ሂቡኒ ንበይነይ ንበረለይ
ሙነይ ሙነይ ውሽጠይ ክነግረካ
ቃል የብለይን እንደይ ከምዘፍቅረካ
ፍቅርካ እዩ ወሳኒ ሂወተይ
ህያብ ጓይታ ሂቡኒ ንበይነይ ንበረለይ

ምንባር ጀሚረ ህዚ አብ አለም
እድመይ ሠሢኑ እሳብ ዝግረም
ሕልምልም ዝብል
ነይሩ ልበዬ
ቀሲኑ ህልመይ
አታ ሙነይ
አብርእሰይ አክሊል
ጌርካ አንጊ ስካኒ
እደጋ ፍቅሪ እድል ቀኒ ኡኒ
ከኢደይ ዘሎ ናይ እንቁ ባሀሪ
ዘብርህ ፀላም ኩሉ ሰአሪ
ሙነዬ አታ ሙነዬ
ሙነዬ አታ ሰባዬ
ሰበይ ሰበይ አብዝአልም
ሰበይ አለኒ ንዘልአልም
የለን የለን አብዝአለም
ሰብከማኻ ንዘልአልም
ሰበይ ሰበይ አብዝአልም
ሰበይ አለኒ ንዘልአልም
የለን የለን አብዝአለም
ሰብከማኻ ንዘልአልም

ሙነይ ሙነይ ውሽጠይ ክነግረካ
ቃል የብለይን እንደይ ከምዘፍቅረካ
ፍቅርካ እዩ ወሳኒ ሂወተይ

ህያብ ጓይታ ሂቡኒ ንበይነይ ንበረለይ

ከምዳዕሮ ፅላ ተፀሊ ለካ
ፍሉይ መቅረት ዝአደ ለካ
ጋህዲ ጌሩዎ ተዋሂበካኒ

ሀሳብን ሻቅሎተ ከይፈተነኒ
ዝተብሀለ ዛግራ ብሽሙ

ዝተአለሽ እበዝህ ፀገሙ
ብኢደይ ዘሎ
ናይ እንቁባህሪ
ዘብርህ ፅባይ
ኩሉ ሰአሪ
ሙነዬ አታ ሙነዬ
ሙነዬ አታ ሰበዬ

ሰበይ ሰበይ አብዝአልም
ሰበይ አለኒ ንዘልአልም
የለን የለን አብዝአለም
ሰብከማኻ ንዘልአልም
ሙነዬ አታ ሙነዬ
ሙነዬ አታ ሰበዬ
ሰበይ ሰበይ አብዝአልም
ሰበይ አለኒ ንዘልአልም
የለን የለን አብዝአለም
ሰብከማኻ ንዘልአልም
ሰበይ ሰበይ አብዝአልም
ሰበይ አለኒ ንዘልአልም
የለን የለን አብዝአለም
ሰብከማኻ ንዘልአልም

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists